ሰላም ወኪል ልጅ ሚኪ ይበሃል
ኣብ ፖፖ ላይቭ ስራሕ ካብ ዝጅምር 1 አመት ኮይኑ ኣሎ። ኣብ ልዕሊ በወር ከ10,000- 15,000 ብር ይረክብ ኣለኹ።
ኣብ ፖፖ ላይቭ ስራሕ ካብ ዝጅምር 1 አመት ኮይኑ ኣሎ። ኣብ ልዕሊ በወር ከ10,000- 15,000 ብር ይረክብ ኣለኹ።
ኣብ ትሕስቶና ብዚ ዌብሳይት ስራሕ ክንሰርሕ ከለና ምንም ዓይነት ናይ ትምህርቲ ደረጃ ዘይምሕታቱ, ኣብዝተመቸወና ሰዓትን ኩነታትን ክንሰርሖ ምኽኣልና, ብናይ ብርዓልና ቋንቋ ክንዘራረብ ምኽኣልናን ምስ ዝተፈላለዩ ኣድታት ዝነብሩ ሰባት ንኽንፋለጥ ዕድል ዝኸፍተልና ስራሕ ስለዝኾነ ፎቲናዮ ንክንሰርሕ ይገብረና እዩ ሕዚ ብቐጥታ ናብ ኣከፋፍታኡ ንኺድ
ብቀጥታ ካብ ፕለይ ስቶር ምውራድ ዝከኣል እኳ እንተኾነ እቲ ተመራፂ መንገዲ ብሊንክ ምኽፋት ስለዝኾነ ኣብ ታሕቲ ዘቕረብክዎ ሊንክ ብምጥዋቕ ኣውርድዎ⬇⬇️
ቐጥታ ካብ ምውራድ ዝከኣል እነተኾነውን እት ዝሓሸ መንገዲ ብሊንክ ምክፋት ስለዝኾነ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ሊንክ ብምንካእ ዳውንሎድ ይግበሩ
እዚ ብትኽክል ናይ ፖፖ ላይቭ ኣክውንት ከምዝኸፈትኩም ዘረጋግፅ ገፅ እዩ:: ካብዚ ብምቕፃል ናይዚ ዌብሳይት ዋና ኣካል ዝኾነ ሆም ፔጅ ንኣትው ኢና:: እዚ ማለት ኣብ ሞባይልና ብታሕቲ ካብ ዝረኣዩ ምልክታት ኣብ 5ሻይ ንዘሎ ምልክት ንንካእ
ልክዕ እዚ ክመፅአልና ከሎ "Auth" ብምንካእ ፎቶናን ናይ ገፅ ኣሻራናን ንሃብ:: ኣብዚ ትረኣይ ባምቡላ ኣላ ንሳ ትገብሮ ኩሉ ነገር ምድጋም እዩ:: ገፅና ንኸይረኣይ ዝኸልእ ምንም ነገር ክህሉ የብሉን:: ንኣብነት ሂጃብ መነፀር...
እዚ ኣብ ቁጽሪ 4 ኣብ ዘሎ ስእሊ "My Agency" ምስ ጠወቕና እዩ ዝረአ።ድሕሪኡ "Please enter agent's ID" ብምጥዋቕ "45467966" ብምእታው "Lij Miki" ዝብል ስም እንተመጺኡ "Please enter agent's ID" ዝብል ጠውቕ። ኣብ መወዳእታ ድማ "confirm" ዝብል ጠውቕ ኣብ መወዳእታ ድማ ምስክር ወረቐት ከርእየና እዩ።
ነዚ ቅጥዒ ንዓኻ ዝምጥን ክንሰርሓልኩም እንተደሊኹም፡ ስምኩም፡ ስእልኹምን ማሕበራዊ መራኸቢታትኩምን ጥራይ እዩ ዘድልየኩም። በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ቴሌግራም ኣካውንትና ርኸቡና።
Contact Us on TelegramThis template is licensed to Winshet Taye.
Unauthorized resale or distribution is strictly prohibited.
To use or edit this template legally, please contact us via Telegram.
Contact on Telegram